ካብቲ ተደጋጋሚ ዝኾነ መሰልቸው ልምድታት ውጽእ ብምባል፡ ምስ መጻምድትኻ እተሕልፎ ግዜ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣዛናዪ ሙኻኑ ንመጻኢ'ውን መሰረት ንምቕማጥን ብዕምቆት ንምፍላጥን ነዚ መጻወቲ ካርድ ብምጽዋት ቀመም ንወስኸሉ።

እዚ ናይ ተጻመድቲ ጸወታ ኣብ ውሽጡ 30 ሕቶታትን ትእዛዛዛትን ዝሓዙ ካርድታት ኣለዉዎ።

Buy Now/ግዝኣያ

ኣብዚ እዋን እዚ ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ተኽእሎታት ናይ ቡን ወግዕናን ከም ስድራቤት ሓቢርካ ናይ ምስሓቕ ልምድናን ባይታ ዘቢጡ'ዩ ዝርከብ፡ ስለዚ እምብኣር ነዚ ንስድራቤት ይኣኻኽብ'ዩ ዝበልናዮ ጸወታ ብምውናን ሞባይልኩምን ቴለቭዥንኩምን ብምጥፋእ ከም ስድራቤት ሓቢርኩም ተዛነይሉን ዝምድናኹም ኣደልድሉን።

እዚ ናይ ተጻመድቲ ጸወታ ኣብ ውሽጡ 30 ሕቶታትን ትእዛዛዛትን ዝሓዙ ካርድታት ኣለዉዎ።

Buy Now/ግዝኣያ